Samling 6
ኣረኣእያታት: ኖርወጃውያን ብዛዕባና ዘሎዎም ኣረኣእያ ከመይ እዩ፡ ናትና ኣረኣእያ ብዛዕባኣቶምከ ከመይ እዩ?
ኵሉ ግዜ ምስቲ ሓቂ ዘይከይድ ጌጋ ዝዀነ ናይ ካልኦት “ስእሊ ወይ ርድኢት” ኣሎና። ኮይኑ ግን ኣረእእያና ምስ መን ኣሎና እዩ ዝጽሎ፡ እዚ ድማ ዘይተደልየ ድሩትነት ክፈጥር ይኽእል። ኣረኣእያና ኣብ ልዕሊ ካልኦት ብኸመይ መንገዲ ንውስኖ ኢልና ኣዕሚቝና እንተ ንሓስብ፡ እቲ ኣቐዲምና ዘሕደርናዮ ኣሉታዊ ኣረኣእያ ወይ ፍርዲ ምወሓደ፡ እቲ ርክብን ምርድዳእን ድማ ዝሓሸ ክኸውን ምኸኣለ።