Samling 7
ማሕበራዊ ጸቕጢ። ካልኦት ኣተሓሳስባኦም / ኣካይዳኦም ከምቲ ናይቲ ጕጅለ ኮይኖም ክኸዱ ብኸመይ ክነረጋግጽ ንኽእል?
ብዛዕባ ልምድታትን ጽቡቕ ባህልታትን ኣብ ህይወትክን ትወስዶኦ ኣማራጺ መን እዩ ዝውስን? ኣብ ተሳተፍቲ ጕጅለ ዓሌት ዝርከባ ነተን፡ ከምቲ ዝድለ ዝኸዳ ”ጻማአን / ሞሳአን ብኸመይ” ይረኽባ? እተን ከምቲ ዝድለ ዘይከዳኸ “ብኸመይ ይቕጸዓ? እዚኸ ንኣገባብ ህይወተን ብኸመይ ክጸልወን ይኽእል?