Samling 8
ገምጋምን ናይ ገዛእ ርእስኻ ምህሮን
ዕላማ ናይዚ ምርኻብ እዚ እተን ተሳተፍቲ ኣብዚ ርክብ እዚ ብምክፋለን፡ ኣብ ፍልጠት ይኹን ስምዒት ወይ ርድኢት እንታይ ረብሓ ከም ዝረኸባ ገምጋም ንምግባር ቃለን ምስማዕ እዩ። እዚ ብተወሳኺ፡ ነቲ ዝወስዶኦ ናይ ገዛእ ርእሰን ምርጫን ናይ ስደት ህይወተን ንቕሓት ክብ ከብል ይኽእል። ሓደ ካልእ ዕላማ ድማ ተሳተፍቲ ኣብ ዕለታዊ ህይወተን ዝዋሰኦኦ ጽልዋ ፈጢሩ እንተኾይኑ እዩ።